https://milkta.com/am/jobs/display/311
ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት በዓል ሞያ ፅገናን ናውንቲ ቲሓር
የተለቀቀበት ቀን ዓርቢ ጉንበት 29, 2006
መዝግያ ቀን ቀዳም ሰነ 7, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር መመቑ -11-5.1
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ቢሮሲቪልሰ ርቪስ ኣብ ደጋፊ ከ/ስራሕ ኣይሲቲ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ተሓሳቢ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ ብመሰረት እዚ
ብርኪ ተሓሳቢ ተደላይ ክእልት
ብርኪ ትምህርቲ ቢ.ኢ.ሲ ዲግሪ
ዓይነት ት/ተ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግ፣ ኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮሚኒኪሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ
ልምዲ ስራሕ ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት
ነቲ መደብ ስራሕ ብተወሳኪ ዝድለ
1.ፍልጠት ኣብ ፖሊስን ስተራቴጅን ኣይ.ሲ.ቲ ፍልጠት በቲ ሞያ ዘለዎ ክልስ ፅንስ ሓሳብ ትርጉም ሕግታትን ኣሰራርሓታትን ዝለዓለ ፍልጠት፡
2.ክእለት ምስፍሕፋሕ መሰረት ልምዓት፡ ምምሕዳር መሰረተ ልመዓት፣ ስራሕቲ ኔትዎርክ ኮንፍጊሬሽን፣ team spritዘለዎን
3.ካልኦት ተደላይ ክእለታት/ ባህሪያት/ ንኩሎም መትከላት ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
ኣብ ምዝገባ እዋን ክቐርቡ ዝግቦኦም መረዳእታታት ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት ዘድልዩ መረዳእታትን ኦርጅናልን ኮፒ ክቐርብ ይህግእ።
ቦታ ምዝገባ ቢሮ ሰቪል ቢሮ ቁፅሪ 119
ምዝገባ ዝጅምረሉን ዝውደኣሉን ዕለት ካብ 26/09/2006 ክሳብ 05/10/2006 ዓ/ም
/ጉድኣት ኣካል፣ ዝተሓተ ቑፅሪ ዘለዎም ብሄረሰብን ደቂ ኣንስትዮን ኣመልከቲ ይሕገዙ /ይበረታትዑ// ፈተና ዝዋሃበሉ ቦታ ቢሮ ሰ/ሰርቪስ
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 6/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle