https://milkta.com/am/jobs/display/309
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ድራፍትሰ ማን
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
መዝግያ ቀን ቀዳም ጉንበት 30, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባተ ንክትወዳደሩ ምልክታ ይዕድም

ተደላይ ክእለት
ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን 10 +3 ወይ ለቨል III ወይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ ወይ
ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን ላዕለዋይ /ኣድቫንስ / ዲፕሎማ ወይ ለቨል IV ዝተመረቀ/ ት ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሓሳሳቢbr /> መመዝገቢ ዕለት - ካብ 26092006 ዓምbr /> መመዝገቢ ቦታ - ቢሮ ቑፅሪ 01br /> መመልከትቲ - ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልክቻ ናይ ስርሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡbr /> ፈተና ዝዋሃበሉ - ዕለት 04102006 ዓም ሰዓት 900br /> ንተወሳኪ ሓበሬታ - ቁፅሪ ስልኪ 034-440- 10 -63 ቁፅሪ ስልኪ 034-441-96-37br />
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle