| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ክኢላ ፋይናንስ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ጉንበት 30, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ንዝተዘረዘረ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረተ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት ዲግሪ ሒሳብ አተሓሕዛ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ክፍሊ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ ቢሮ 01 ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 25/09/2006 ክሳብ 29 /09 /2006 ዓ/ ም ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ካልኦት ሓገዝቲ ፅሑፋት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ፈተና እዋን ንቅድሚት ብዝጥዕም መንገዲ ንሕብር |