https://milkta.com/am/jobs/display/302
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር
የተለቀቀበት ቀን ሶኒ ጉንበት 25, 2006
መዝግያ ቀን ቀዳም ጉንበት 30, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር መ/መ /ቑ 6-4-5
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ አብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ናይ ስርሕ መደብ ኪኢላ አወዳዳሩ ክቁፅር ስለዝደለየ ነዚ ሮቃሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ 0
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 19/09/06 ዓ/ም እስካብ 26/09/06 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ ከቕርብ ዝክእል መሰናድኦ ትምህርቲ ዝወደአ /COC/ ኣይሕተትን ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 28/09/06 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ምዝገባ እዋን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ክቅርበ አለዎ
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle