| ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | በዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 22, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 2ከ12 -27-2-1 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኢኮኖሚክስ ,ሳሾሎጂ ,ሳይኮሎጂ ኮኣፕሬቲቨ- ሕጊ ,ስነ ፅሑፍ , ሊንጉስቲክ , ሶሻል ወርክ , ኣንትሮፖሎጂ - መሰረታዊ ኮምፒተር ምስ አፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕ ሰብ ማለት ጎዳና ሐደሪ ነብስን ሸይጠን ዝመሐደራ ደክታማት ኣካል ጉድአት ኣረጋዊያን ህፃናት አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3ተ ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ /ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን |