https://milkta.com/am/jobs/display/30
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ኪኢላ ትምህርቲ ስልጠና ምክልካል ግዕዝይና
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2006
መዝግያ ቀን ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 29-3-19
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ
  • ብሕጊ፣ ማናጀመንት ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶስዮሎጆ፣ ስነ-ምግባር፣ ስነ-ዜጋን፣ ቋንቋን ስነ-ፅሑፍን ጋዜጣኝነት ፖሎቲካል ሳይንስ ዓለም ለከ ርክብን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ዘለዎ/ዋ
  • ብዝተጠቀሰ ዓይነት ሞያ ኮይኑ ድሕሪ ምምራቅ
  • ዶክትሬት ዲግሪ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ
  • ማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት
  • ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካብኡ ንላዕልን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ልምዲ ግልጋሎት

  • ናይ ምስዳንን ምትሕብባር ምውሳንን ስርዓት ዘለዎ/ዋ
  • ኣብ ፖሊስታት መምርሕታት ስትራቴጂታት ግቡእ ግንዛበ ዘለዎ/ዋ
  • ኣብ ሞያ ትምህርቲ ግቡእ ፍልጠትን ዓቅምን ዘለዎ/ዋ
  • ንሕገ-መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ተኣማኒ ዝኮነ/ነት
  • ኣብ ፍሉይ ደንቢን ሞያዊ ስነ ምግባርን ዝተነፀሩ ረቋሕታት ዝማልእ/ ዝተማልእ
  • መሰረታዊ ፍልጠት ኮምፒተር ዘለዎ/ዋ ይተባባዕ/ ትተባባዕ
  • ናይ ኪሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ/ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
  1. ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዝርዝር መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተቀዳደርቲ ካብ ሕዚ እትሰርሕሉ ቢሮ/ትካል/ ካብ ሐዚ እትነብርሉ ከባቢ ብዛዕባ ስነ ምግባርኩም ዝገልፅ ደብዳቤ ንፈተና ዝትፍተኑ ምካንኩም ምስ ኣረጋገፅኩመ ብዛዕባኩም ክትቅርቡእንዳሓበርና ዘየቅርብ ተወዳዳሪ ግን ናብ ፈተና ዘየቀርብ ምካኑ እናፍለጥና ዝምልክተኩም ሒዝኩም ክትቀርቡ ነተሓሳስብ

  2. ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/03/2006 ዓ/ም ክሳብ 08/04/2006 ዓ/ም

  3. ናይ ምዝገባ ቢሮ ቁፅሪ 65 1ይ ደብሪ

  4. ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት

  5. ንፈተና እትቀርብሉ ዕለት ብምክክታ ክግለፅ ምካነየ ንሕብር

  6. ተወዳደርቲ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሕታት መሰረት እተማልኡ በቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ዕልት ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ውሽጢ ክትቀዳደሩ እት ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ስራሕ ልምድኩምን ትምህርቲ ሜዳእታን ከምኡውን ካልእ ነዚ ውድድር ይጠቅመና እንትብልዎ ዲክመንት ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 265 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ


 

ምስ ሰላምታ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረጠ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle