How to apply | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ / ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ ከተማ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን |