| የስራ ሃላፊንት | ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 22, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 6-4-5 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ - 0 |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 19/09/06 ዓ/ም እስካብ 26/09/06 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ ከቕርብ ዝክእል መሰናድኦ ትምህርቲ ዝወደአ /COC/ ኣይሕተትን ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 28/09/06 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ምዝገባ እዋን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ክቅርበ አለዎ |