https://milkta.com/am/jobs/display/296
ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
የስራ ሃላፊንት ባዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን
የተለቀቀበት ቀን ዓርቢ ጉንበት 22, 2006
መዝግያ ቀን ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 2.1 -2ከ12 -3-1-10
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/- ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ -ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ/ዋ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ / ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ ከተማ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle