ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ስቪል መሃንዲስ |
የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጉንበት 21, 2006 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
ቦታ | mekelle |
የስራ መለያ ቁጥር | 14-4-48 14-4-42 14-4-16 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 3 |
መግለጫ | ሲቢል ምህንድስና ብኮንስትራክሽነ ቴክኖሎጂ ማናጅመንትን ኣርባን ኢንጂነር ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማይ ዲግሪ 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ወይ ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብሲቨል ምህንድስና 5ት ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 4ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ 4ተ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ - ናይ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሐሳሳቢ ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 19/ 09/ 2006 ዓ/ም ክሳብ 26 /09/ 2006 ዓ /ም ንትከታታሊ 5ተ (ሐሙሽተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ መመዝገቢ ቦታ አብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ቑፅሪ 198 አብ አመራርሐ ስራሕ ሓይሊ ሰብ (HRM) ብስራሕ ሰዓት አብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ ዉልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ |