| ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኔትዎርክ ቴክኒሻን |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጉንበት 28, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 20-3-31 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብኔትዎርክ ቴክኒሻን ዝተመረቐ/ት ብጂ.ኣይ.ኤስ ሞያ ዘለዎ ልምዲ ምያ ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5+ ዓመት፣ ብማስተርስ ዲግሪ 3+ ኣግባብ ዘለዎ ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ብተሓሳቢ ፕሳ-1 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን። |