ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ቅየሳ |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጉንበት 28, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 20-3-15 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብቅየሳ /ካሳስተርሐ ብድራፍቲንግ፣ ብኮንስትርክሽን ምህንድስና ካልኦት ተዛመድቲ ዝተመረቐ/ት ስራሕ ልምዲ ብቐዳማይ ዲግሪ 3+ ዓመት ፣ መደብ ስራሕ ብዝሓቶመስመር ሞያ ካብ ቤት ትምህርቲን ቴክኒክን ብ10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 12+ ዓመት ልምዲ ስራሕ ፣ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተረቐ ብ4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ፡ 10+ ዓመት ልምዲ ስራሕ ብምህንድስና ሙያ ዝተረኸበ ቐዳማይ ዲግሪ ብተሓሳቢ 0 ዓመት ልመዲ ስራሕ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን። |