https://milkta.com/am/jobs/display/288
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ላ/ኪኢላ ቅየሳ ካዳስተር
የተለቀቀበት ቀን ሰሉስ ጉንበት 19, 2006
መዝግያ ቀን ሓሙስ ጉንበት 28, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 20-3-10
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብቅየሳ /ካሳስተርሐ ብድራፍቲንግ፣ ብኮንስትርክሽን ምህንድስና ካልኦት ተዛመድቲ ዝተመረቐ/ት ስራሕ ልምዲ ብቐዳማይ ዲግሪ 7+ ዓመት ብካልኣይ ዲግሪ 6+ ዓመት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን።
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle