https://milkta.com/am/jobs/display/287
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
የስራ ሃላፊንት በዓልሞያ ትልምን ምውፋርን ሓይሊሰብ
የተለቀቀበት ቀን ሶኒ ጉንበት 11, 2006
መዝግያ ቀን ዓርቢ ጉንበት 15, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር መ.መ.ቑ 4-ክ12-10-2-1
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብዝውውር ብመደብ መፍለይ ካብ ዝመሓደሩ ስራሕተኛታተት ከወዳዲር ስለዝደሊ ዝወፀ ረቛሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ተከታተልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ዓይደር እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ከምትክእለየ ነፍልጥ። ተደላይ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪ ብማኛጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፓብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዘለዎም ምያታት ዝትመረቐ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ንቐዳማይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣዋጃት ደንብታት መምርሕታት ክልልልና ብደንቢ ዝፈልጥ ብትልምን ምውፋር ወይ ምምሕዳር ሕ/ሰብ እንዳሰርሐ ዝነበረ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 08-14/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክፍለ ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ልምዓት መ/ራን ኣድላይ ዝበለ መረዳእታ ት/ቲ ስራሕ ልምድን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒተን ክተቕርቡ ኣለኩም ፈተና ዝወሃበሉ ንቐፃሊ ብምልክታ ዝግለፅ ይኸውን
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle