ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ላይበረርን ዶክሜንቴሽን |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 8, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጉንበት 14, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 6-22-10-19 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብላይብረሪ ሳይንስ ብኣይ.ቲ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር። |