https://milkta.com/am/jobs/display/277
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
የስራ ሃላፊንት ኪኢላ ችሎት ትራንስክራይቭር
የተለቀቀበት ቀን ዓርቢ ጉንበት 8, 2006
መዝግያ ቀን ሓሙስ ጉንበት 14, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 6-22-10-13 6-22-10-14
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 2
መግለጫ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብኣይቲ ብኤም.ኣይ.ኤስ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ ልምዲ ዓመት 9 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር።
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle