ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሞተረኛ ፖሰተኛ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 8, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጉንበት 14, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 6-22-10-25 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ 4ይ ክፍሊ ልዕሊኡን መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ኮይኑ 2ይ መንጃ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ሞተር ምዝዋር ክእለት ዘለዎ ልምዲ ዓመት 0 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር። |