| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ካሜራ ማን |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሰንበት ሓምለ 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 22-6-3 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ላዕ/ቤተ ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክዕቢ ክቖፅር ይደለ። ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎም ልዕሊኡን ብቪድዮን ፎቶካሜራን ብተወሳኪ ኣይቲ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ 6 ዓመት ልዕሊኡን ብኦድዮ ቪዝዋል፣ ብፎቶ ግራፍ፣ ብኪኢላነት ምውዳድ ድምፅን ምስልን ዝሰርሐ/ት |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውፅጢ 6+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብንሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝግቡ ንሕብር። ናይ ፈተና እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምኳኑ ብተወሳኺ ንገልፅ። |