https://milkta.com/am/jobs/display/272
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
የስራ ሃላፊንት ላዕለዋይ በዓልሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ፅገና ናውቲ ቴሓር
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
መዝግያ ቀን ሰሉስ ጉንበት 12, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ቢሮ ትልሚል ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ምልማዕን ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ናውቲ ብቑፃር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙም መሰረት ነቲ መመዘኒ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ብዙይ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት ቐዳማይ ዲግሪ ብኮምፒተር ሳይንስ ብኤንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሮኒክስ ኢንጅነሪንግ ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ብኮሚኒኬሽን ኤሌክትሮንክስ ኢንጅነሪንግ ብሲፍትዌር ኢንጅነሪንግ ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒን ሲቪንክቕርቡ ኣለዎም። ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04-11/09/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ደብሪ ካብ 1-12 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ።
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle