https://milkta.com/am/jobs/display/271
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ወናኒ ደ/ከ/ስ/ውሽጢ ኦዲት
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
መዝግያ ቀን ቀዳም ጉንበት 9, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር መ.ቑፅሪ 5-9-1
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ቐዳማይ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ማስተርስ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ከምዘይብሉ መረዳእታ ምቕራብ ይግባእ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 04-08/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ /ናይ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምሓእ/ሒዝኩም ክትቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቐፅሪ ስልኪ 034-440-66-77 ኤክስቴሽን 228 ቒፅሪ ፋክስ 0344-441-96-37
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle