ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኣካውንታት |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጉንበት 6, 2006 |
መዝግያ ቀን | ቀዳም ጉንበት 9, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | መ.ቑፅሪ 5-8-6 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢድኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፖሬቲቭ፣ ብማኛጅመንት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢድኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፖሬቲቭ፣ ብማኛጅመንት ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 04-08/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ /ናይ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምሓእ/ሒዝኩም ክትቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቐፅሪ ስልኪ 034-440-66-77 ኤክስቴሽን 228 ቒፅሪ ፋክስ 0344-441-96-37 |