https://milkta.com/am/jobs/display/267
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ኦዲተር
የተለቀቀበት ቀን ሶኒ ጉንበት 4, 2006
መዝግያ ቀን ሓሙስ ጉንበት 7, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 3
መግለጫ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም:: ተደላይ ክእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብፐብሊክ ፋይንንስ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብተሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ። ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ።
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ።
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle