https://milkta.com/am/jobs/display/1878
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት በዓል ሞያ ምምሕዳር ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን
የተለቀቀበት ቀን ቀዳም መስከረም 20, 2010
መዝግያ ቀን ሓሙስ መስከረም 25, 2010
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ብማኔጀመንት : ቢዝነስ ማኔጅመንት: ስታስቲካል ሳይንስ Â አለም ለከ ርክብን : Â አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ:Â ፐብሊክ ማናጅመንት: ኢኮኖሚክስ: ሕግ : ሳይኮሎጂÂ : ሳይኮሎጂÂ :ሶሾሎጂ

ስራ ልምድ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 4ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 2ተ ዓመት

How to apply
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle