| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሳይት ሱፐርቫይዘር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ነሓሰ 5, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 18, 2009 |
| ቦታ | ዳንሻ |
| የስራ መለያ ቁጥር | XIV |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ ብሲቪል ምህንድስና ኮንስትራከሸን ቴክኖሎጅን ተዛመድቲ ትምህርትን |
| ተፈላጊ ችሎታ | መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር(Atuto cad and excel) |
| ስራ ልምድ | 4 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ኮንትራት ንሓደ ዓመት ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ኬዝቲም ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት 05 /12/ 2009 ዓም ክሳብ 18 /12 /2009 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት ኦርጅናልን ፎቶኮፒን ሒዝኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ |