| ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፕላምበር /Plumber/ |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሰነ 24, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሰነ 27, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኦፕን ናይ ማይ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ደረጃ ክልተ COC ደረጃ ብደረጃ ዝሐለፈ ከቅርብ ዝክእል |
| ተፈላጊ ችሎታ | ደረጃ ክልተ COC ደረጃ ብደረጃ ዝሐለፈ ከቅርብ ዝክእል |
| ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
| How to apply | አመልክቲ ናይ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምዲ ማስረጃ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተካታተልቲ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ሬጅስትራር ቢሮ ብኣካል እንዳቀረብኩም ምምዝጋባ ከምትክእሉ ነፍልጥ ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ጥዕና ጣበያ ልምዓት ባንኪ 2ይ ደብሪ ስቁ 0914729893 |