ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ዓቓቢ ሕጊ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መጋቢት 19, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ መጋቢት 22, 2006 |
ቦታ | ኣ/ፅምብላ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | በዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሊ ዝተሓበረ መሰረት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ክእለት LLB ብሕጊ ዝተመረቀ ን1ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ንማስተር 0 ዓመት ቀጥታ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልመዲ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ልመዲ ስራሕን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማእከል ዳይነትን ዝሰልጠነ ምኳኑ ምስክር ወረቐት ዝቅርብ ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ መዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትግራይ ኣውራ ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብን ህንፃ ማሕበር ጉዳኣት ኵናት ትገራይ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 10 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/07/2006 ክሳብ 20/7/2006 ዓ/ም |