ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ፋሲሊቲ ማናጀር |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሰነ 6, 2009 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሰነ 13, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | XV |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ንደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ ካብዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም |
የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ ብምህንድስና /ኢንጂነሪንግ |
ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪ ብምህንድስና /ኢንጂነሪንግ |
ስራ ልምድ | ንዲግሪ 6 ዓመት ንማሰተር 4 ዓመት |
How to apply | ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲቪን ብምትሓዝ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ምምዝጋብ ትክእሉ ምዝገባ ዕለት 30/ 09/ 2009 ዓም ክሳብ 13/ 10 /2009 ዓም ኣብ ስራሕ እዋን ስቁ 0344 40 99 23 |