ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ድራፍትስ ማን |
የተለቀቀበት ቀን | ሰንበት ጉንበት 6, 2009 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጉንበት 10, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 2 |
መግለጫ | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዉሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡ እዉን ቁፃር ሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም |
የትምህርት ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረ/ቀ |
ተፈላጊ ችሎታ | ብድራፍትንድ ንድፊ: Â ብኣርክቴክቸር : ብኢንጀነሪንግ ድሮዊንግ እና ዲዛይን Â : ብኣዉቶ ካድን ሶሊድ ወርክን ወይም ብካትያ ወይም ብኣርኪካድÂ |
ስራ ልምድ | 6 ዓመት ኣግባብነት ስራሕ ልምዲ |
How to apply |
|