| ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | Trainee wood processing |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ መጋቢት 10, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ መጋቢት 17, 2006 |
| ቦታ | ማይጨው |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም። Bsc Degree in wood processing engineering and wood science and IItechnology, wood product processing and utilazion |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ
|