ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ናይ ሪስክ ምምሕዳርን ግልጋሎት ኦዲትን ሓላፊ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ሚያዝያ 30, 2009 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ጉንበት 4, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
ተፈላጊ ችሎታ | ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
ስራ ልምድ | 2ይ ዲግሪ 8ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ /ት ዝኮነ ይምረፅ 1ይ ዲግሪ 10ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ ት ዝኮነ ይምረፅ |
How to apply | መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ |