https://milkta.com/am/jobs/display/1648
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
የስራ ሃላፊንት ጠቅላላ ሒሳብ በዓል ሞያ
የተለቀቀበት ቀን ሓሙስ ሚያዝያ 19, 2009
መዝግያ ቀን ሰሉስ ሚያዝያ 24, 2009
ቦታ ዉቅሮ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ካሳን ለምለም ፋብሪካ መፍረይን ሓፂን መፂን ሕብረት ሽርክና ማሕበር በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ቢኤ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ
  • ኣካዉንቲንግ
  • ናይ ኮምፒተር ክእለትÂ
  • ናይ ፒስትሪ ኣካዉንቲንግ ክእለትÂ
ስራ ልምድ

4 ዓመት ብሒሳብ ወይ ብኮስት ወይ ኦዲት ዝሰረሐÂ

How to apply

ናይ ምዝግባ ቦታ : Â ኣብ ናይ ፋብሪካና Â HRM ቤት ፅሕፈት

ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ Â : ቀዳመ ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ

ምዝግባ ዝካየደሉ ዕለት Â : ካብ ዕለት 14Â /8/ 2009 ዓም ክሳብ 24/ 8 /2009 ዓም

መመልከቲ ከቅርብዎ ዝግብእ መረዳእታ ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ካልኦት ዝተሐተቱ ተወሰክቲ ክእላታት መረዳእታ ድሕሪ ምዝግባ ኣብ ምፅራይ ንዝሐለፈ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንገልፅ ብስልኪ ነፍልጥን ምካና ኣድራሻና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሎጅ ቴክንክን ሞያን/ ጥቃ ናይል ቆርቆሮ/

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle