ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ጀማሪ ኢንስትራከተር computer |
የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ የካቲት 30, 2009 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
ቦታ | ዉቅሮ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪ (B-level) Computer science , information technology, computer engineering, computer technology COC ምዝና ዝምልከት: ብ Computer science , information technology, computer engineering, computer technology በቢብርኩ ተመዚኑ /ና ክሳብ ደረጃ IV ዝበቀዐ /ት |
ተፈላጊ ችሎታ | 1ይ ዲግሪ (B-level) |
ስራ ልምድ | 0 |
How to apply | GPA: 2.75 ን ልዕሊኡን መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM) መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125 |