| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጀማሪ ኢንስትራከተር general metal |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ የካቲት 30, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
| ቦታ | ዉቅሮ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪ (B-level) General metal fabrication, metal engineering , manufacturing technology, and related fields COC ምዝና ዝምልከት: ብ general meta/l fabrication , metal engineering , manufacturing technology and related fileds በቢብርኩ ተመዚኑ /ና ክሳብ ደረጃ IV ዝበቀዐ /ት |
| ተፈላጊ ችሎታ | 1ይ ዲግሪ (B-level) |
| ስራ ልምድ | 0 |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM) መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125 |