https://milkta.com/am/jobs/display/157
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
የስራ ሃላፊንት ስፖርት መምህርቲ
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ መጋቢት 3, 2006
መዝግያ ቀን ዓርቢ መጋቢት 5, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ መርሲፋል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ዝተዘርዘረ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲረሩ ክቖፅሩ ይደሊ። ዲፕሎማ(ዲግሪ) BED ዝተመረቐ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply መተሓሳሰቢ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዓመት ልዕሊኡን እቶም ዝተጠቐሱ መዐቀኒታት ዝተማልኡ መረዳእታ ትምህርቲ ልመዲ ስራሕ ስቪ ፎቶ ኮፒ ዘይምለስ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 05/07/2006 ዓ/ም መለለይ ካርድኩም ብምሓዝ መፂእኹም ክትምዝገቡ ነተሓሰስብ። መመዝገቢ ቦታ መቐለ መርሲ ቤት ትምህርቲ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle