https://milkta.com/am/jobs/display/1551
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ክኢላ ምክልከልን ምቁፅፃርን ሐሰካ በለስ/ ኮቼኔል/
የተለቀቀበት ቀን ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009
መዝግያ ቀን ረቡዕ ታሕሳስ 26, 2009
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ጊዝያዊ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ገፀርን ክልል ትግራይ ኣብዞም ክፍቲ ስራሕ መደብ ብኩንትራት ቁፃር ንስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

Entomology , Crop or plant Science , plant pathology , Biology Agro Ecology , Agronomy , Crop or plant protection Science

ተፈላጊ ችሎታ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

ኣብምክልካልንምቁፅፃርንባልዓትክእለትዘለዎ/ዋ

ስራ ልምድ

8ዓመት 1ይ ዲግሪ

5ተ ዓመት ን 2ይ ዲግሪ ልዕሊኡ

How to apply
  • ምዝገባዝካየደሉዕለትካብ 20/ 4/ 2009 ዓምክሳብ 26/4/2009 ዓም
  • ምዝገባዝካየደሉቦታቢሮልምዓትሕርሻገፀርን ደ/ከ/ስ/አመ /ስራሕ ሓ/ሳብቢሮቁፅሪ 003
  • ተወዳደርቲኣብላዕሊዝተጠቀሱመረዳእታትኦርጂናልዘይምለስፎቶኮፒሒዝኩም/ክንክትቀርቡ/ባ ይግባእ
  • ፈተናዝወሃበሉዕለትድሕሪምፅራይብምልክታክግለፅእዩ
  • ዓይነትፈተና: ናይፅሑፍፈተና 100%
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle