| ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ የካቲት 19, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 21, 2006 |
| ቦታ | መቐለን፣ ዓዲግራት |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 3 |
| መግለጫ | ናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ ደረጃ ትምህርቲ
ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ
ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ
|
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ዕድም ኣን መንእስይነት ዕድመ እንትኮን ይምረፅ ፃታ ኣይፈለን ደመዋዝ ብመሰረት ስኬል እቲ ፕሮግራም ኩነታት ቑፃር ብኩንትራት ተወዳደርቲ ሲቪን ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታታት ኣተሓሒዝኩም ካብ ዕለት 18/06/2006 ዓ/ኝ ጀሚሩ ንተከታለልቲ 4+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 03 ጥቓ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ብኣካል ብምምፃእ ቢሮ ቁፅሪ 1 ክትምዝገቡ ነተሓሰሰብ |