ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ብአከዉንቲንግ ዲግሪ /ዲፕሎማ ዝተመረቀ Â |
ተፈላጊ ችሎታ | ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ |
ስራ ልምድ | ብአከዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ 0 ዓመት ዲፕሎማ 3 ዓመትን ልዕሊሱን ልምዲ ዘለዎ |
How to apply | ተወዳደርቲ ሲቪ ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት አተሒዞም ካብ ዕልት 09 /03 /2009 -16/ 03 /2009 5 ተ መዓልቲ ዘለዎ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ዋና ቤት ፀሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 13 ጥቃ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914003570 |