ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | መካኒክ II መተሓባበሪን/ ከ/ስ/ማሽነሪን ጋራጅ መምሕዳርን |
የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሕዳር 3, 2009 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | Bsc degree ብ mechanical engineering/automotive technology 4/6 ዓመት ስራሕ ልምዲ  respectively ካብኡ ንላዕልን  advanced diploma ብ general mechanics/automotive  8 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምድን ካብኡ ንላዕልን ዘለዎ |
ተፈላጊ ችሎታ | ጋንታ አተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበን 3 ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዎ |
ስራ ልምድ | Bsc degree ብ mechanical engineering/automotive technology 4/6 ዓመት ስራሕ ልምዲ  respectively ካብኡ ንላዕልን  advanced diploma ብ general mechanics/automotive  8 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምድን ካብኡ ንላዕልን ዘለዎ |
How to apply | እዚ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝወፀሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም |