| ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊትን ዶክመንተሽነን |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ጥቅምቲ 26, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ነዚ ክፍቲ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ |
| ስራ ልምድ | እንተወሓደ 2 ዓመት ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | መመልከቲ ዘለዎም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርቡ ምዝገባ ካብ 21/ 02 /2009 ዓም ክሳብ 26 /02 /2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት አድራሻ ሰምሃል ክሊኒክ እንደርታ ዩኒየን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ |