| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጨንፈር ስራሕ መካይዲ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 |
| ቦታ | መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 5 |
| መግለጫ | ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አክስዮን ማሕበር አብ ጨንፈራት መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን አተሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ማናጅመንት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣብ ማይክሮ ፋይናንስን ዕቃርን ተዛመድቲ ዝሰረሐ |
| ስራ ልምድ | 6 ዓመትን ልዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብ ማ/ፈይናንስ ብሓላፍነት ዝሰረሐ |
| How to apply | ምዝገባ ዕለት ካብ 03 /10/ 2016 አፈ 12/ 10/ 2016 ኣፈ ምዝገባ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈተ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪን ኣብተን ቁፃር ዝተደለየለን ጨንፈራትን ናይ ስልክን ትራንስፖርትን ካልኦትን ጥቅማጥቅሚ ምህላዉ ንሕብር |