ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ምምሕዳር ግልጋሎት ሓላፊ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ (ሙሉእ 1ይ ን 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቀሚነት ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ/ዲግሪÂ ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ ብምምሕዳር ወይ ከዓ ብሒሳብ አተሓሕዛ ዝተመረቀ |
ተፈላጊ ችሎታ | ዲፕሎማ/ዲግሪÂ ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ ብምምሕዳር ወይ ከዓ ብሒሳብ አተሓሕዛ ዝተመረቀ |
ስራ ልምድ | ዲፕሎማ ብተዛማዲ 8 ዓመትን ልዕሊኡን ዲግሪÂ 4 ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰሱ ረቃሕታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም :ሲቪ: መረዳእት ልምዲ ስራሕኩም :መለለዩ ካርድኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 12 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቢሮ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ነፍልጥ አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) 251 344 411301 /418565 /419818 |