| ኣካዳሚ ዳዕሮ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኮምፒተር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ የካቲት 14, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ የካቲት 18, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ዳዕሮ ኣካዳሚ ን2006 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበረ ረቛሓ እተማልኡ/ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብ ዕለት 09/06/2006 ክሳበ 17/06/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሓዝ ኣበ ዓዲሓ ዝርከብ ቁፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሐሳስብ።
ደረጃ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ካበኡ ንላዕሊን
ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2+ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኢን መሃያ ብስምምዕነት
|
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | መመዝገቢ ሰዓት ንጉሆ ካበ2፡30-10ሰዓት ምሸት |