| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ክሊኒካል ነርስ |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳደሪሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ዲፕሎማ |
| ስራ ልምድ | ብተመሳሳሊ ሞያ 2ተ ዓመት |
| How to apply | ንዲፕሎማ ተወዳደርቲ ሲኦሲ ደረጃ 4 ዘለዎ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 1 9/1/ 2009 ዓም ክሳብ 23/ 01/ 2009 ዓም ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ተወዳደረቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ናይ ትምህርቲን ስራሕ ልምድን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም አብ ዙርያ ነርስን ፋርማሲን ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ |