| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሬጅስትራር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ መስከረም 25, 2009 |
| ቦታ | ኣብ ወረዳታትን ዞባታትን |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 0 |
| መግለጫ | ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፊ ስራሕ መደብ ሬጅስትራር ኣብ ወረዳታትን ዞባታትን አብያተ ፍርዲ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ብሹመት ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲግሪን ልዕሊኡን ብሕጊ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪን ልዕሊኡን ብሕጊ |
| ስራ ልምድ | 0 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር Â |