| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ መስከረም 25, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 5 |
| መግለጫ | ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዝተፈጠረ ፃዕቂ ስራሕ ንምምላእ ብደብ ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ |
| ተፈላጊ ችሎታ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ |
| ስራ ልምድ | 0 year |
| How to apply | ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር |