| ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ዲስፐንሰሪ ፋርማሲስት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ነሓሰ 24, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪ |
| ስራ ልምድ | 2 ዓመት |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ ናይ ምዝገባ እዋን 23 /12 /2008 ዓም ክሳብ 26/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ) ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 27 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111 |