ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ገንዘብ ተሓዚት |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 2 |
መግለጫ | ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ኣካዉንቲንግ ዲፕሎማ |
ተፈላጊ ችሎታ | ኣካዉንቲንግ ዲፕሎማ |
ስራ ልምድ | 2 ዓመት |
How to apply | መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ ናይ ምዝገባ እዋን 16 /12 /2008 ዓም ክሳብ 19/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ) ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 20 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111 |