ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ዕደጋ |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ የካቲት 12, 2006 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 21, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 16-8-2 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቓሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
|