ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሲኒየር ኤለክትሪካል ኦፕሬተር |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 |
መዝግያ ቀን | ቀዳም ነሓሰ 14, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ /ዝተ/ዉ /ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ |
ተፈላጊ ችሎታ | ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ |
ስራ ልምድ | 3ተ ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሞያ ዝሰረሐ ብፍላይ ኣብ ተመሳሳሊ ፕላስቲክ ፋብሪካዝሰረሐ |
How to apply | መመዝገቢ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ክግለፅ ዩ አመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ጣብያ ኢንዱስትሪ መኤንኮ መገንፀሊ ፊት ለፊት 200 ሜትሮ ንዉሽጢ ብምእታዉ ጥቃ የኢትዮዽያ ጥራትና ደረጃ መዳቢዎች ቢሮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና ብምቅራብ ንክትምዝገቡ ንተሓሳስብ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344415661 ወይ 0344415664 |