| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኣካዉንታንት I |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ / ዲግሪ ብአካዉንቲንግÂ ወይም ተዛመድቲ ትምህርቲ ዓይነት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ፕችተሪ ክአለትን ሰርትፍኬት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርትፍኬትን ዘለዎ |
| ስራ ልምድ | ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲፐሎማ 6 ዓመት ንዲግሪ 4 ዓመት |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07 /12/ 2008 ዓም ክሳብ 12/ 12 /2008 ዓምÂ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ብምሓዝ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ምምዝጋብ ትክእሉ ካብ 2 :30 ክሳብ 11:00 ፈተና ዝወሃበሉ ግዘ ግምልክታ ክግለፅ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ 093888322 |